

ደብ ኣገልግሎት ደገፍ ስድራ ቤት
እዚ ፕሮግራም እዚ ብቐንዱ ማሕበረሰብ ኣንፈቱ ንኽፈልጥ ዝያዳ ጥንቃቐ ኣብ ምግባር ዘተኰረ ኢዩ
.png)
ትምህርቲ ማሕበረሰብ
.png)
ትምህርቲ ማሕበረሰብ
እዚ ንኡስ መደብ እዚ ንውላዶም/ደቆም ብኸመይ ከም ዝከናኸኑ ኣጸቢቖም ዝፈልጡ ወለዲ ንምፍጣር ዝዓለመ እዩ። እዚ ድማ፤ ብዝተፈላለየ ዕድመ ምዕባለ ኣቢሉ ግቡእ ክንክን፣ ምስ ቆልዑ ቅኑዕ ርክብ፣ ኣገዳስነት ክልተ ወለዲ፣ ደገፍ ንጽል ስድራቤት ደገፍ፣ ኣገዳስነት ክንክን መቕርብ፣ ኣብ ሓዳስ ሃገር ናይ ቆልዑ ምዕባይ ብድሆታት ብከመይ ትሰግሮ።
%20(2).png)
ማሕበራዊ ምትእስሳር
እዚ መደብ እዚ ኣብ መንጎ ማሕበረሰብ ድልዱል ርክብ ብምፍጣር፣ ከምኡ እውን ኣብ ኣገደስቲ ነገራት ብንጥፈት ዝዋሳእ ማሕበረሰብ ብምፍጣር ጥዑይ ሕብረተሰብ ንምፍጣር ዝዓለመ እዩ።
ከም ኣብ ምርጫታት ብንጥፈት ምክፋል፡ ኣብ ማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ምስታፍ፡ ብዛዕባ ስክፍታታቶም ምዝራብ ዝኣመሰሉ።

ስርዓት ምድህሳስ
ኣብ ስርዓት ምድህሳስ፡ እቲ ሕብረተሰብ ብዛዕባ እቲ ዘሎ ኣገልግሎታት፡ ነፍሲ ወከፍ ኣገልግሎት ንምርካብ ዘድልዮ፡ ከምኡ’ውን ሓላፍነት ናይቶም ኣገልግሎት ዝረኽቡ ክፈልጥ ይሕግዝ። ገለ ካብዞም ኣገልግሎታት፡ ትሑት እቶት ንዘለዎም ኣባይቲ ምርካብ፡ ሓገዝ ክራይ፡ ሓገዝ መዓልታዊ ክንክን፡ መደብ መግብን ጥዕናን፡ ሓገዝ መጓዓዝያ፡ ሓገዝ ስራሕ ምድላይ፡ መሰልን ሓላፍነትን ሰራሕተኛታት፡ ብተመጣጣኒ ዋጋ መድሕን ጥዕና፡ ኣማራጺታት ንናይ ኮለጅ ኣከፋፍላ፡ ገለ ካብቶም እንሽፍኖም መዳያት እዮም።

ንኡሳን መደባት
This sub-program intended to create parents who are well aware of how to care for their child/ren. This include; appropriate care through different developmental ages, right communication with kids, importance of two parents, support for single family support, importance of kinship care, how to overcome challenges of raising kids in new country.